ሆየ ንበል(6)
በስመ ኣብ ወወልድ
……………….. ሆየ ንብል
ወመንፈስ ቅዱስ …………………
ብሂለ አዌጥን ………………
ናይ መስቀሉ ነገር ………………
ዕጽብ’ዩ ተኣምር …………………
ብሓቂ መስተንክር
…………………..
ንድምጹ ስሚዕና ብብሩህ ደመና
አንሆ ብርሃኑ ናባና መጸና ሆየ
ንበል
ኣዝ
ኣብ ሓጥያት ከለና
……………..ሆየ ንበል
ቲ ለዋህ ኣምላኽና……………….
ካብ ሞት ኣድሓነና………………
ውዕለቱ ዘክሩ …………………
ንዘደንቕ ግብሩ ………………
ን’ኣህዛብ መስክሩ
………………….
ንድምጹ ስሚዕና ብብሩህ ደመና
እንሆ ብርሃኑ ናባና መጸና ሆየ ንበል
ኣዝ
መስቀል ሓይልና’ዩ…………………..ሆየ ንበል
መስቀል’ዩ ጽንዓትና…………………….
መስቀል በጃና’ዩ………………………..
መድሕን ናይ ነብስና………….
ቃል መስቀል
ንዓና………………….
ሓይሊ ኣምላኽና’ዩ………………..
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደመና
እንሆ ብርሃኑ ናባና መጸና ሆየ
ንበል
ኣዝ
ብውህበት ናይ መስቀል……………………..ሆየ
ንብል
ተሳዒሩ ደጊም…………………………..
ቲ’ናይ ጥንቲ መርገም……………..
ንዑ ንመላለስ…………………….
ብመንገዲ ጽድቂ…………………
ብትግሃት ብሓቂ…………….
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደመና
እንሆ ብርሃኑ ናባና መጸና ሆየ ንበል
ኣዝ
ኣብ መስቀል ዊዒሉ…………………….ሆየ
ንብል
ንዝተበጀወና…………………
ስለ’ቲ ውዕለቱ……………….
ብሕብረት ንዘምር………………
ምስጋና ነቕርብ……………………
ኣበይ ደኣ ኣሎ..ሆየ ንበል..እቲ
ጣቂዕትኩም…ሆየ ንበል
መግለጺ ሓጎስኩም……………..ሆየ
ንበል…
ኣበይ ደኣ ኣሎ ሆየ ንበል….አቲ
ዕልልታኽን …ሆየ ንበል
መግለጺ ሓጎስክን…..ሆየ ንበል
ንድምጹ ሰሚዕና ብብሩህ ደመና
እንሆ ብርሃኑ ናባና መጸና ሆየ
ንበል
ኣዝ
ሆየ ንበል ሆየ ንበል(2)
nay mesqel
nay mesqel
2.ዝጸልመተት ዓለም ተወሊዓ ብክቡር መስቀሉ(2)
ተወሊዓ(5) ብክቡር መስቀል(2)
3, ኢለኒ ንግስት
ኢለኒ ንግስት ሃሰሰት መስቀሉ(2)...
እንባቆም ነቢይ ዘኣንከረ ግብሩ(2)
4, ወረደ እመስቀሉ
ወረደ እመስቀሉ(2)
እመስቀሉ ኣብርሃ ለኩሉ (2)
5, መስቀል ኃይልነ
መስቀል ኃይልነ መስቀል ጽንዕነ መስቀል ቤዛነ(2)
መድኃኒትነ ወእለ ኣመነ(2)
ተወሊዓ(5) ብክቡር መስቀል(2)
3, ኢለኒ ንግስት
ኢለኒ ንግስት ሃሰሰት መስቀሉ(2)...
እንባቆም ነቢይ ዘኣንከረ ግብሩ(2)
4, ወረደ እመስቀሉ
ወረደ እመስቀሉ(2)
እመስቀሉ ኣብርሃ ለኩሉ (2)
5, መስቀል ኃይልነ
መስቀል ኃይልነ መስቀል ጽንዕነ መስቀል ቤዛነ(2)
መድኃኒትነ ወእለ ኣመነ(2)
No comments:
Post a Comment